1 ጢሞቴዎስ 2:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሰበይቲ ብዅሉ እናተገዝአት ብጸጥታ* ትመሃር።+ 12 ሰበይቲ ብጸጥታ* ኽትነብር እምበር፡ ክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋ ኣይፈቅድን እየ።+