ምሳሌ 13:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ምስ ጥበበኛታት ዚመላለስ ጥበበኛ ይኸውን፣+ምስ ዓያሹ ዚሓብር ግና ክፉእ ይረክብ።+ 1 ቈረንቶስ 5:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ትምክሕትኹም ጽቡቕ ኣይኰነን። ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ ከም ዜብኵዖዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+