ኢሳይያስ 25:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንሞት ንዘለኣለም ኪውሕጦ* እዩ።+ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ንንብዓት ካብ ኵሉ ገጽ ኪደርዝ እዩ።+ የሆዋ ባዕሉ ተዛሪቡ እዩ እሞ፡ጸርፊ ህዝቡ ኻብ ኵላ ምድሪ ኼርሕቕ እዩ። ራእይ 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ግደ ዘለዎ ዘበለ ሕጉስን ቅዱስን እዩ፣+ ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡+ ምስኡ እውን 1,000 ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡+ እቲ ኻልኣይ ሞትሲ+ ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።+
8 ንሞት ንዘለኣለም ኪውሕጦ* እዩ።+ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ንንብዓት ካብ ኵሉ ገጽ ኪደርዝ እዩ።+ የሆዋ ባዕሉ ተዛሪቡ እዩ እሞ፡ጸርፊ ህዝቡ ኻብ ኵላ ምድሪ ኼርሕቕ እዩ።
6 ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ግደ ዘለዎ ዘበለ ሕጉስን ቅዱስን እዩ፣+ ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡+ ምስኡ እውን 1,000 ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡+ እቲ ኻልኣይ ሞትሲ+ ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።+