ሮሜ 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንሱ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ፦+ 1 ቈረንቶስ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ስለዚ፡ እቲ ኣብ ጸልማት እተሓብአ ናብ ብርሃን ዜምጽእ፡ ሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ ግዜኡ ሓንቲ እኳ ኣይትፍረዱ፣+ ሽዑ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ነንእዶኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል እዩ።+ ራእይ 22:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “‘እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኽፈድዮ ኸኣ፡ እቲ ዝህቦ ዓስቢ ምሳይ እዩ።+
5 ስለዚ፡ እቲ ኣብ ጸልማት እተሓብአ ናብ ብርሃን ዜምጽእ፡ ሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ ግዜኡ ሓንቲ እኳ ኣይትፍረዱ፣+ ሽዑ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ነንእዶኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል እዩ።+