2 ጢሞቴዎስ 1:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 እቲ ኻባይ ዝሰማዕካዮ መለክዒ* እቲ ጥዑይ* ቃል፡+ በቲ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዘሎካ ሓድነት ዚርከብ እምነትን ፍቕርን ሓዞ።