2 ቈረንቶስ 11:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ከም ጽሉል እየ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጾም እየ፦ ሕልፊ ጽዒረ፡+ ዝያዳ ተኣሲረ፡+ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እየ።+
23 ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ከም ጽሉል እየ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጾም እየ፦ ሕልፊ ጽዒረ፡+ ዝያዳ ተኣሲረ፡+ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እየ።+