ፊልጲ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ።+ ራእይ 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ‘ጸበባኻን ድኽነትካን፡—ግናኸ ሃብታም ኢኻ፡+—ጸርፊ እቶም “ኣይሁድ ኢና” ዚብሉን፡—ግናኸ ምኵራብ ሰይጣን እዮም እምበር፡ ኣይሁድሲ ዘይኰኑ፡+—እፈልጥ እየ።