2 ሳሙኤል 7:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፣ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ።+ እንተ በዲሉ፡ ብበትሪ ሰብን ብመውቃዕቲ ደቂ ሰብን* ገይረ ኽገንሖ እየ።+