ፊልጲ 1:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ከመይሲ፡ እዚ ነገር እዚ ብምህለላኹምን+ ብደገፍ መንፈስ የሱስ ክርስቶስን+ ንድሕነተይ ከም ዚኸውን እፈልጥ ኣለኹ። ፊልሞን 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ምስናይዚ እውን ብጸሎትኩም ኣነ ኽውሃበኩም*+ ተስፋ እገብር ኣለኹ እሞ፡ ቦታ ኣዳልወለይ።