ግብሪ ሃዋርያት 11:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ነፍሲ ወከፎም ከከም ዓቕሙ፡+ ነቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ኣሕዋት ረድኤት* ኪሰድዱሎም ወሰኑ፣+ 2 ቈረንቶስ 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ* ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡+ ከምቲ ብልቡ ዝሓለኖ ይሃብ።