-
1 ቈረንቶስ 2:4, 5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ዘረባይን ስብከተይን ድማ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን እምበር፡ ብዚሓብል ቃላት ጥበብ ኣይነበረን፣+ 5 እዚ ዝገበርኩ ኸኣ፡ እምነትኩም ብጥበብ ሰብ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትከውን እየ።