ማቴዎስ 11:29, 30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኣነ ልኡምን ትሑት ዝልቡን እየ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ፡ ካባይ እውን ተምሃሩ፣+ ንርእስኹም* ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። 30 ከመይሲ፡ ኣርዑተይ ምሹእ፡* ጾረይ እውን ፈኲስ እዩ።”
29 ኣነ ልኡምን ትሑት ዝልቡን እየ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ፡ ካባይ እውን ተምሃሩ፣+ ንርእስኹም* ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። 30 ከመይሲ፡ ኣርዑተይ ምሹእ፡* ጾረይ እውን ፈኲስ እዩ።”