ማቴዎስ 26:52 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ሽዑ፡ የሱስ፡ “ሰይፊ ዜልዕሉ ዅሎም፡ ብሰይፊ ኺጠፍኡ እዮም እሞ፡+ ንሰይፍኻ ናብ ሰፈራ ምለሳ።+ 1 ጢሞቴዎስ 1:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣታ ጢሞቴዎስ ወደይ፡ ከምቲ ብዛዕባኻ እተነግረ ትንቢታት፡ በዚ ጽቡቕ ውግእ ምእንቲ ኽትዋጋእ፡+ እዚ ትእዛዝ እዚ አማዕቍበካ ኣለኹ። 19 እምነትን ሰናይ ሕልናን ሓዝ፣+ ገሊኦም ንሕልናኦም ስለ ዝደርበይዎ፡ እምነቶም ከም እተሰብረት መርከብ ኰይና ጠፊኣ ኣላ።
18 ኣታ ጢሞቴዎስ ወደይ፡ ከምቲ ብዛዕባኻ እተነግረ ትንቢታት፡ በዚ ጽቡቕ ውግእ ምእንቲ ኽትዋጋእ፡+ እዚ ትእዛዝ እዚ አማዕቍበካ ኣለኹ። 19 እምነትን ሰናይ ሕልናን ሓዝ፣+ ገሊኦም ንሕልናኦም ስለ ዝደርበይዎ፡ እምነቶም ከም እተሰብረት መርከብ ኰይና ጠፊኣ ኣላ።