1 ቈረንቶስ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ስለዚ፡ እቲ ኣብ ጸልማት እተሓብአ ናብ ብርሃን ዜምጽእ፡ ሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ ግዜኡ ሓንቲ እኳ ኣይትፍረዱ፣+ ሽዑ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ነንእዶኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል እዩ።+ 2 ጢሞቴዎስ 2:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንቓል ሓቂ ብቕኑዕ ዚጥቀም፡ ዜሕፍር ዘይብሉ ብቕዓቱ ዘመስከረ ዓያዪ ጌርካ፡ ገዛእ ርእስኻ ንኣምላኽ ከተቕርብ ጽዓር።+
5 ስለዚ፡ እቲ ኣብ ጸልማት እተሓብአ ናብ ብርሃን ዜምጽእ፡ ሓሳባት ልቢ ኸኣ ዚገልጽ ጐይታ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ቅድሚ ግዜኡ ሓንቲ እኳ ኣይትፍረዱ፣+ ሽዑ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ነንእዶኡ ኻብ ኣምላኽ ኪቕበል እዩ።+