-
ፊልጲ 4:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ሕጂ ኣብ መወዳእታ ኸም ብሓድሽ ትሓስቡለይ ብምህላውኩም፡ ብዙሕ እሕጐስ እየ።+ ብዛዕባይ ትሓስቡ እኳ እንተ ነበርኩም፡ ነዚ ኸተርእዩ ግና ኣጋጣሚ ኣይነበረኩምን።