ግብሪ ሃዋርያት 9:24, 25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ሳውል ግና ውዲቶም ፈለጠ። ንሳቶም ከኣ ምእንቲ ኪቐትልዎ፡ መዓልትን ለይትን ነቲ ኣፍ ደገታት ይሕልውዎ ነበሩ። 25 ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ብለይቲ ወሲዶም ኣብ ከፈር ገይሮም፡ በቲ ኣብቲ መካበብያ ዘሎ መስኰት ኣውረድዎ።+
24 ሳውል ግና ውዲቶም ፈለጠ። ንሳቶም ከኣ ምእንቲ ኪቐትልዎ፡ መዓልትን ለይትን ነቲ ኣፍ ደገታት ይሕልውዎ ነበሩ። 25 ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ብለይቲ ወሲዶም ኣብ ከፈር ገይሮም፡ በቲ ኣብቲ መካበብያ ዘሎ መስኰት ኣውረድዎ።+