1 ቈረንቶስ 9:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣባኻትኩም መንፈሳዊ ነገራት ካብ ዘራእና፡ ስጋዊ ደገፍ ካባኻትኩም እንተ ዓጸድናዶ ይበዝሓና እዩ፧+ 12 ካልኦት ብኣኻትኩም ኪድገፉ መሰል* እንተ ኣልይዎም፡ ንሕናዶ ግዳ ዝያዳ የብልናን፧ ግናኸ፡ ነቲ ብስራት ክርስቶስ ምእንቲ ኸይንዓግት፡ ኵሉ ንጻወር ኣለና እምበር፡+ ነዚ መሰል እዚ ኣይተጠቐምናሉን።+ 2 ቈረንቶስ 11:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ምሳኻትኩም ከለኹ ኸኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልየኒ ዘበለ ኣማሊኦምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጾር ኣይኰንኩን።+ ብዅሉ ድማ ጾር ምእንቲ ኸይኰነኩም ተጠንቂቐ እየ፡ ክጥንቀቕ እውን እየ።+
11 ኣባኻትኩም መንፈሳዊ ነገራት ካብ ዘራእና፡ ስጋዊ ደገፍ ካባኻትኩም እንተ ዓጸድናዶ ይበዝሓና እዩ፧+ 12 ካልኦት ብኣኻትኩም ኪድገፉ መሰል* እንተ ኣልይዎም፡ ንሕናዶ ግዳ ዝያዳ የብልናን፧ ግናኸ፡ ነቲ ብስራት ክርስቶስ ምእንቲ ኸይንዓግት፡ ኵሉ ንጻወር ኣለና እምበር፡+ ነዚ መሰል እዚ ኣይተጠቐምናሉን።+
9 ምሳኻትኩም ከለኹ ኸኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልየኒ ዘበለ ኣማሊኦምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጾር ኣይኰንኩን።+ ብዅሉ ድማ ጾር ምእንቲ ኸይኰነኩም ተጠንቂቐ እየ፡ ክጥንቀቕ እውን እየ።+