1 ጴጥሮስ 1:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ከምቲ ዓብዪ ምሕረቱስ በቲ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝረኸቦ ትንሳኤ፡+ ንህያው ተስፋ+ ኸም ብሓድሽ ወሊዱና እዩ፣+ 4 ናብ ዘይሓልፍን ዘይረኸሰን ዘይጽምሉን ርስቲ ድማ እዩ ዝወለደና።+ እዚ ኸኣ ኣብ ሰማያት ተዓቚሩልኩም ኣሎ፣+
3 ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ከምቲ ዓብዪ ምሕረቱስ በቲ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝረኸቦ ትንሳኤ፡+ ንህያው ተስፋ+ ኸም ብሓድሽ ወሊዱና እዩ፣+ 4 ናብ ዘይሓልፍን ዘይረኸሰን ዘይጽምሉን ርስቲ ድማ እዩ ዝወለደና።+ እዚ ኸኣ ኣብ ሰማያት ተዓቚሩልኩም ኣሎ፣+