2 ቈረንቶስ 12:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሱ ግና፡ “ሓይለይ ብድኻም እዩ ፍጹም ዚኸውን እሞ፡ ጸጋይ ይኣኽለካ” ኢሉኒ።+ እምበኣር፡ ሓይሊ ክርስቶስ ከም ድንኳን ኣብ ልዕለይ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብዛዕባ ድኻመይ ብብዙሕ ታሕጓስ ክምካሕ እየ። 10 ስለዚ፡ ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ እሞ፡+ ምእንቲ ክርስቶስ ኢለ፡ ብድኻም፡ ብጸርፊ፡ ብስእነት፡ ብመስጐጕትን ብጸገምን ባህ ይብለኒ እዩ። ፊልጲ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ።+
9 ንሱ ግና፡ “ሓይለይ ብድኻም እዩ ፍጹም ዚኸውን እሞ፡ ጸጋይ ይኣኽለካ” ኢሉኒ።+ እምበኣር፡ ሓይሊ ክርስቶስ ከም ድንኳን ኣብ ልዕለይ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብዛዕባ ድኻመይ ብብዙሕ ታሕጓስ ክምካሕ እየ። 10 ስለዚ፡ ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ እሞ፡+ ምእንቲ ክርስቶስ ኢለ፡ ብድኻም፡ ብጸርፊ፡ ብስእነት፡ ብመስጐጕትን ብጸገምን ባህ ይብለኒ እዩ።