2 ቈረንቶስ 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ከመይሲ፡ ብምርኣይ ዘይኰነስ፡ ብእምነት ኢና እንመላለስ ዘለና። እብራውያን 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እምነት ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት፡+ ናይቲ ዘይርአ ነገር ግሁድ መርኣያ* እያ።