2 ጴጥሮስ 1:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣብዚ ድንኳን እዚ* ኽሳዕ ዘለኹ፡+ ብመዘኻኸሪታት ከነቓቕሓኩም ቅኑዕ ኰይኑ ይርኣየኒ ኣሎ።+ 14 ከምቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘነጸረለይ ከኣ፡+ እዚ እናገበርኩ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ድንኳነይ ከም ዚቕንጠጥ እፈልጥ እየ።
13 ኣብዚ ድንኳን እዚ* ኽሳዕ ዘለኹ፡+ ብመዘኻኸሪታት ከነቓቕሓኩም ቅኑዕ ኰይኑ ይርኣየኒ ኣሎ።+ 14 ከምቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘነጸረለይ ከኣ፡+ እዚ እናገበርኩ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ድንኳነይ ከም ዚቕንጠጥ እፈልጥ እየ።