ገላትያ 5:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣሕዋተየ፡ ኣነ ግና ግዝረት እሰብኽ እንተ ዝህሉ፡ ስለምንታይ ደኣ እስጐጕ ኣለኹ፧ ከምኡ እንተ ዚኸውንሲ፡ እቲ መዐንቀፊ ጕንዲ ስቅያት*+ ኣልጊሱ ኣሎ። 2 ጢሞቴዎስ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እኳ ደኣስ፡ ኵሎም እቶም ምስ ክርስቶስ የሱስ ብእተተሓሓዘ ንኣምላኽ ብዘለዎም ተወፋይነት ኪነብሩ ዚደልዩ እውን፡ ኪስጐጉ እዮም።+