1 ቈረንቶስ 16:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንቕሑ፡+ ኣብ እምነት ጽንዑ፡+ ሰብኡት ኩኑ፡*+ በርትዑ።+ ፊልጲ 4:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ስለዚ፡ ኣቱም ዘፍቅረኩምን ዝናፍቐኩምን፡ ሓጐሰይን ኣኽሊለይን+ ዝዀንኩም ፍቑራት ኣሕዋተይ፡ በዚ ኸምዚ ብጐይታ ጽንዑ።+