ሮሜ 6:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እምበኣር፡ ንትምኒት ሰብነትኩም ምእንቲ ኸይትእዘዙ፡ ሓጢኣት ኣብቲ መዋቲ ሰብነትኩም ኣይንገስ።+ 1 ጴጥሮስ 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ፍቑራተየ፡ ከም ጓኖትን ከም ኣጋይሽን፡+ ካብቲ ምሳኻትኩም* ዚዋጋእ+ ትምኒት ስጋ ኽትርሕቁ እምዕደኩም ኣለኹ።+