1 ቈረንቶስ 5:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ ደብዳበይ፡ ምስ ኣመንዝራታት* ደጊም ከይትጽምበሩ* ጽሒፈልኩም ነይረ፣ ኤፌሶን 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ምንዝርናን* ኵሉ ርኽሰትን ወይስ ስስዐ ንቕዱሳት ዚግባእ ስለ ዘይኰነ፡+ ኣባኻትኩም ከቶ ኣይሰማዕ፣+ ቈሎሴ 3:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም፡+ ማለት ምንዝርና፡* ርኽሰት፡ ፋሉል ፍትወተ ስጋ፡+ ክፉእ ትምኒት፡ ስስዐ፡ እዚ ድማ ኣምልኾ ጣኦት ቅተሉ። ራእይ 2:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “‘ግናኸ፡ ነታ “ነብዪት እየ” እናበለትሲ ንባሮተይ ኪምንዝሩን*+ ንጣኦታት እተሰውአ ኺበልዑን እትምህሮምን እተስሕቶምን ዘላ ኢዛቤል፡+ ነታ ሰበይቲ እቲኣ ስቕ ኢልካ ምርኣይካ፡ እዚ ረኺበልካ ኣለኹ።
20 “‘ግናኸ፡ ነታ “ነብዪት እየ” እናበለትሲ ንባሮተይ ኪምንዝሩን*+ ንጣኦታት እተሰውአ ኺበልዑን እትምህሮምን እተስሕቶምን ዘላ ኢዛቤል፡+ ነታ ሰበይቲ እቲኣ ስቕ ኢልካ ምርኣይካ፡ እዚ ረኺበልካ ኣለኹ።