ግብሪ ሃዋርያት 11:29, 30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ነፍሲ ወከፎም ከከም ዓቕሙ፡+ ነቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ኣሕዋት ረድኤት* ኪሰድዱሎም ወሰኑ፣+ 30 ነዚ ድማ፡ ብኢድ በርናባስን ሳውልን ገይሮም ናብቶም ሽማግለታት ብምልኣኽ ገበርዎ።+ 1 ቈረንቶስ 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ብዛዕባ እቲ ንቕዱሳት ዚኸውን ውጽኢት ከኣ፡+ ነቲ ንጉባኤታት ገላትያ ዝሃብክዎ መምርሒ ስዓቡ።
29 እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ነፍሲ ወከፎም ከከም ዓቕሙ፡+ ነቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ኣሕዋት ረድኤት* ኪሰድዱሎም ወሰኑ፣+ 30 ነዚ ድማ፡ ብኢድ በርናባስን ሳውልን ገይሮም ናብቶም ሽማግለታት ብምልኣኽ ገበርዎ።+