2 ቈረንቶስ 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቶም ብህይወት ዘለዉ ነቲ ምእንታኦም ዝሞተን ዝተንስአን እምበር፡ ደጊም ንርእሶም ከይነብሩ፡ ንሱ ምእንቲ ዅሎም ሞይቱ እዩ።+