ዘዳግም 21:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ሬሳኡ በታ መዓልቲ እቲኣ ቕበሮ እምበር፡ ኣብ ጕንዲ ኣይሕደር።+ እቲ እተሰቕለስ ብኣምላኽ እተረግመ እዩ፣+ ነታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ድማ፡ ኣይተርክሳ።+ ግብሪ ሃዋርያት 5:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ኣምላኽ ኣቦታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣብ ጕንዲ* ሰቒልኩም ዝቐተልኩምዎ የሱስ ኣተንሲእዎ እዩ።+
23 ሬሳኡ በታ መዓልቲ እቲኣ ቕበሮ እምበር፡ ኣብ ጕንዲ ኣይሕደር።+ እቲ እተሰቕለስ ብኣምላኽ እተረግመ እዩ፣+ ነታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ድማ፡ ኣይተርክሳ።+