ዘፍጥረት 22:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+
17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+