ዮሃንስ 14:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 እቲ ኣቦይ ብስመይ ዚሰድዶ ሓጋዚ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ ንሱ ዅሉ ኺምህረኩም፡ ዝነገርኩኹም ዘበለ እውን ኬዘክረኩም እዩ።+