ፊልጲ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ካብ ንግርምና+ ተላዒልኩም ወይ ንርእሰ ውዳሰ+ ኢልኩም ሓንቲ እኳ ኣይትግበሩ፣ ብትሕትና ግና ንኻልኦት ካብ ርእስኹም ኣብሊጽኩም ርኣዩ።+ 1 ጴጥሮስ 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ከምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም* ተገዝእዎም።+ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።+
5 ከምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም* ተገዝእዎም።+ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።+