ዘዳግም 6:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን፣ 7 ንደቅኻ ድማ ቅረጸሎም፡*+ ኣብ ቤትካ ኾፍ ምስ በልካን ኣብ መገዲ ኽትከይድ ከለኻን ኣብ በጥ ምባልካን ኣብ ምትንሳእካን ከኣ ብዛዕባኡ ተዛረብ።+ ምሳሌ 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ወደየ፡ ተግሳጽ የሆዋ ኣይትንዓቕ፣+መግናሕቱ ኸኣ ኣይትፈንፍን።+ ምሳሌ 19:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ገና ተስፋ ኸሎ፡ ንወድኻ ገስጾ፣+ብሞቱ ድማ ተሓታቲ ኣይትኹን።*+ ምሳሌ 22:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንቘልዓ* በታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣሰልጥኖ፣+ምስ ኣረገ እኳ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ።+
6 እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን፣ 7 ንደቅኻ ድማ ቅረጸሎም፡*+ ኣብ ቤትካ ኾፍ ምስ በልካን ኣብ መገዲ ኽትከይድ ከለኻን ኣብ በጥ ምባልካን ኣብ ምትንሳእካን ከኣ ብዛዕባኡ ተዛረብ።+