2 ቈረንቶስ 5:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እምበኣር፡ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ+ ኣምባሳደራት ኢና፣+ ስለዚ፡ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምሕጸን ከም ዘሎ እዩ። ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና፡ “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” ኢልና ንልምን ኣለና።
20 እምበኣር፡ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ+ ኣምባሳደራት ኢና፣+ ስለዚ፡ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምሕጸን ከም ዘሎ እዩ። ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና፡ “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” ኢልና ንልምን ኣለና።