ሮሜ 12:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቲ ሰናይን ቅቡልን ፍጹምን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ መርሚርኩም ክትፈልጡስ፡+ ንኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ እምበር፡+ ደጊም በዚ ስርዓት* እዚ ኣይትቀረጹ። ኤፌሶን 4:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እምበኣር፡ ከምቲ ኣህዛብ በቲ ኸንቱ ሓሳቦም ዚመላለሱ+ ምእንቲ ኸይትመላለሱ፡+ እዚ እብልን ብጐይታ እምስክርን ኣለኹ።
2 እቲ ሰናይን ቅቡልን ፍጹምን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ መርሚርኩም ክትፈልጡስ፡+ ንኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ እምበር፡+ ደጊም በዚ ስርዓት* እዚ ኣይትቀረጹ።