ኤፌሶን 1:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ኣብ ሰማያት ምስ ክርስቶስ ብዘሎና ሓድነት+ ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ 4 ምኽንያቱ፡ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቕዱሳትን ብዘይ ኣበርን+ ምእንቲ ኽንከውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ምስኡ* ሓድነት ኪህልወና ሓርዩና እዩ።
3 እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ኣብ ሰማያት ምስ ክርስቶስ ብዘሎና ሓድነት+ ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ 4 ምኽንያቱ፡ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቕዱሳትን ብዘይ ኣበርን+ ምእንቲ ኽንከውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ምስኡ* ሓድነት ኪህልወና ሓርዩና እዩ።