ዘሌዋውያን 20:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣነ የሆዋ ቕዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑለይ።+ ናተይ ክትኰኑ ድማ ካብ ህዝብታት እፈልየኩም ኣለኹ።+ ቈሎሴ 2:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ብኣበሳኹምን ብዘይ ግዝረት ስጋኹምን ምዉታት እኳ እንተ ነበርኩም፡ ኣምላኽ ምስኡ ህያዋን ገይሩኩም እዩ።+ ንሱ ንዅሉ ኣበሳና ብለውሃት ይቕረ ኢሉልና እዩ፣+ 14 ነቲ ትእዛዛት ዝሓዘን+ ዚቃወመናን+ ብኢድ እተጻሕፈ ሰነድ+ ከኣ ደምሲስዎ እዩ። ንዕኡ ኣብ ጕንዲ ስቅያት* ሸንኪሩ ድማ ኣርሒቕዎ እዩ።+
13 ብኣበሳኹምን ብዘይ ግዝረት ስጋኹምን ምዉታት እኳ እንተ ነበርኩም፡ ኣምላኽ ምስኡ ህያዋን ገይሩኩም እዩ።+ ንሱ ንዅሉ ኣበሳና ብለውሃት ይቕረ ኢሉልና እዩ፣+ 14 ነቲ ትእዛዛት ዝሓዘን+ ዚቃወመናን+ ብኢድ እተጻሕፈ ሰነድ+ ከኣ ደምሲስዎ እዩ። ንዕኡ ኣብ ጕንዲ ስቅያት* ሸንኪሩ ድማ ኣርሒቕዎ እዩ።+