2 ጢሞቴዎስ 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ስለዚ፡ ምእንቲ እቶም ሕሩያት፡ ንሳቶም እውን ነቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ድሕነት ምስ ናይ ዘለኣለም ክብሪ ምእንቲ ኺረኽቡ፡ ንዅሉ እጻወር ኣለኹ።+