1 ጢሞቴዎስ 6:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ምስ ዕግበትሲ* ብርግጽ ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ።+ 1 ጢሞቴዎስ 6:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ምግብን* ክዳንን* እንተ ኣሎናስ፡ በዚ ዕጉባት ንኸውን ኢና።+ እብራውያን 13:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንሱ፡ “ከቶ ኣይክሓድገካን፡ ከቶ እውን ኣይክጥንጥነካን እየ” ኢሉ እዩ እሞ፡+ ናብራኹም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፣+ በቲ ዘሎኩም እውን ዕገቡ።+