ግብሪ ሃዋርያት 16:22, 23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እቶም ህዝቢ ድማ ተላዕልዎም፣ እቶም ኣመሓደርቲ ኸኣ ክዳውንቶም ገፊፎም፡ ብሽመል ኪዘብጥዎም ኣዘዙ።+ 23 ብዙሕ ምስ ዘበጥዎም ድማ፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ደርበይዎም፣ ነቲ ሓላው እሱራት ከኣ ኣጽኒዑ ኺሕልዎም ኣዘዝዎ።+ 1 ተሰሎንቄ 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ከምቲ እትፈልጥዎ ግና፡ ቅድም ኣብ ፊልጲ+ መከራ እኳ እንተ ጸገብናን እንተ ተገፋዕናን፡ ኣብ መንጎ ኽንደይ ተቓውሞ* ብስራት ኣምላኽ+ ክንነግረኩም ብኣምላኽና ተቢዕና ኢና።
22 እቶም ህዝቢ ድማ ተላዕልዎም፣ እቶም ኣመሓደርቲ ኸኣ ክዳውንቶም ገፊፎም፡ ብሽመል ኪዘብጥዎም ኣዘዙ።+ 23 ብዙሕ ምስ ዘበጥዎም ድማ፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ደርበይዎም፣ ነቲ ሓላው እሱራት ከኣ ኣጽኒዑ ኺሕልዎም ኣዘዝዎ።+
2 ከምቲ እትፈልጥዎ ግና፡ ቅድም ኣብ ፊልጲ+ መከራ እኳ እንተ ጸገብናን እንተ ተገፋዕናን፡ ኣብ መንጎ ኽንደይ ተቓውሞ* ብስራት ኣምላኽ+ ክንነግረኩም ብኣምላኽና ተቢዕና ኢና።