ዮሃንስ 10:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣነ ንህይወተይ* መሊሰ ምእንቲ ኽረኽባ፡ ኣሕሊፈ ስለ ዝህባ፡+ ስለዚ እዩ ኣቦ ዜፍቅረኒ።+ እብራውያን 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ ኻብ መላእኽቲ ቝሩብ ዝነኣሰ የሱስ፡+ ብጸጋ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕምሲ፡+ ብምኽንያት መከራ ሞቱ፡ ኣኽሊል ግርማን ክብርን ከም ዝደፍአ ግና ንርኢ ኣለና።+ እብራውያን 5:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ወዲ እኳ ኽነሱ፡ በቲ ዘሕለፎ መከራ ተኣዛዝነት ተማሂሩ እዩ።+
9 እቲ ኻብ መላእኽቲ ቝሩብ ዝነኣሰ የሱስ፡+ ብጸጋ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕምሲ፡+ ብምኽንያት መከራ ሞቱ፡ ኣኽሊል ግርማን ክብርን ከም ዝደፍአ ግና ንርኢ ኣለና።+