ዮሃንስ 6:68 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 68 ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ናይ ዘለኣለማዊ ህይወት ቃል ኣሎካ፡+ ናብ መን እሞ ኽንከይድ፧+ እብራውያን 4:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ቃል ኣምላኽ ህያውን ዚዓይን* እዩ፡+ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እውን ዚበልሕ እዩ፣+ ነፍስን* መንፈስን፡* መላግቦን ኣንጕዕን ክሳዕ ዚፈላሊ ዚስንጥቕ፡ ልቢ ዚሓስቦን ዚሕልኖን ከኣ ዚመሚ እዩ።
12 ቃል ኣምላኽ ህያውን ዚዓይን* እዩ፡+ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እውን ዚበልሕ እዩ፣+ ነፍስን* መንፈስን፡* መላግቦን ኣንጕዕን ክሳዕ ዚፈላሊ ዚስንጥቕ፡ ልቢ ዚሓስቦን ዚሕልኖን ከኣ ዚመሚ እዩ።