2 ቈረንቶስ 13:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተየ፡ ተሓጐሱ፡ ቅንዑ፡* ተጸናንዑ፡+ ሓደ ሓሳብ ኩኑ፡+ ብሰላም ንበሩ፣+ ኣምላኽ ፍቕርን ሰላምን+ ከኣ ምሳኻትኩም ኪኸውን እዩ። ፊልጲ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።+ 1 ተሰሎንቄ 5:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኵሉ ሳዕ ተሓጐሱ።+