ዮሃንስ 16:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ሓንቲ እኳ ኣይክትሓትቱንን ኢኹም። ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንኣቦ ብስመይ+ ዝለመንኩምዎ ዘበለ+ ኺህበኩም እዩ። ሮሜ 12:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ብተስፋ ተሓጐሱ። ኣብ ትሕቲ ጸበባ ተጻወሩ።+ ብጸሎት ጽንዑ።+ 1 ጴጥሮስ 5:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+
6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+