ኤፌሶን 5:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እምበኣር፡ ከም ዓያሹ ዘይኰነስ፡ ከም ለባማት* ከመይ ከም እትመላለሱ ኣጸቢቕኩም ተጠንቀቑ፣ 16 ቅንያቱ ኽፉእ ስለ ዝዀነ፡ ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ።*+
15 እምበኣር፡ ከም ዓያሹ ዘይኰነስ፡ ከም ለባማት* ከመይ ከም እትመላለሱ ኣጸቢቕኩም ተጠንቀቑ፣ 16 ቅንያቱ ኽፉእ ስለ ዝዀነ፡ ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ።*+