ኤፌሶን 3:5-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እዚ ምስጢር እዚ ንቕዱሳት ሃዋርያትን ንነብያትን ብመንፈስ እተገልጸሎም ሕጂ ስለ ዝዀነ፡+ ብኻልኦት ወለዶታት ደቂ ሰብ ኣይተፈልጠን፣ 6 ማለት ኣህዛብ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዚህልዎም ሓድነትን በቲ ብስራትን፡ መዋርስትን ኣካል ሓደ ሰብነትን+ መኻፍልቲ እቲ ተስፋን ኪዀኑ ኣለዎም። 7 ኣነ ኸኣ ከምቲ ብግብሪ ሓይሉ እተዋህበኒ ናጻ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ፡ ኣገልጋሊ እዚ ዀይነ እየ።+ ኤፌሶን 5:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እዚ ቕዱስ ምስጢር+ እዚ ዓብዪ እዩ። ኣነ ኸኣ ብዛዕባ ክርስቶስን እታ ጉባኤን እዛረብ ኣለኹ።+
5 እዚ ምስጢር እዚ ንቕዱሳት ሃዋርያትን ንነብያትን ብመንፈስ እተገልጸሎም ሕጂ ስለ ዝዀነ፡+ ብኻልኦት ወለዶታት ደቂ ሰብ ኣይተፈልጠን፣ 6 ማለት ኣህዛብ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዚህልዎም ሓድነትን በቲ ብስራትን፡ መዋርስትን ኣካል ሓደ ሰብነትን+ መኻፍልቲ እቲ ተስፋን ኪዀኑ ኣለዎም። 7 ኣነ ኸኣ ከምቲ ብግብሪ ሓይሉ እተዋህበኒ ናጻ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ፡ ኣገልጋሊ እዚ ዀይነ እየ።+