ሮሜ 16:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ነቲ በቲ ኣነ ዘበስሮ ብስራትን ስብከት የሱስ ክርስቶስን ኬጽንዓኩም ዚኽእል፡ ክብሪ ይኹኖ። እቲ ስብከት እቲ ኸኣ፡ ምስ ግልጸት እቲ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዙ ስቕ ተባሂሉ ዝጸንሐ ቕዱስ ምስጢር+ ዚሰማማዕ ኰይኑ፡ 26 ሕጂ ግና ብእምነት ተኣዛዝነት ምእንቲ ኺህሉ፡ ከም ትእዛዝ እቲ ናይ ዘለኣለም ኣምላኽ ብትንቢት ቅዱሳት ጽሑፋት ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ተጋሂዱን* ተፈሊጡን ኣሎ።
25 ነቲ በቲ ኣነ ዘበስሮ ብስራትን ስብከት የሱስ ክርስቶስን ኬጽንዓኩም ዚኽእል፡ ክብሪ ይኹኖ። እቲ ስብከት እቲ ኸኣ፡ ምስ ግልጸት እቲ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዙ ስቕ ተባሂሉ ዝጸንሐ ቕዱስ ምስጢር+ ዚሰማማዕ ኰይኑ፡ 26 ሕጂ ግና ብእምነት ተኣዛዝነት ምእንቲ ኺህሉ፡ ከም ትእዛዝ እቲ ናይ ዘለኣለም ኣምላኽ ብትንቢት ቅዱሳት ጽሑፋት ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ተጋሂዱን* ተፈሊጡን ኣሎ።