ኤፌሶን 3:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንዓይ ካብ ኵሎም ቅዱሳት ንዝነኣስኩ፡+ እዚ ጸጋ እዚ ተዋሂቡኒ እዩ፣+ እዚ እተዋህበኒ ኸኣ ብዛዕባ እቲ ዘይምርመር ሃብቲ ክርስቶስ ንኣህዛብ ምእንቲ ኸበስር፡ 9 እቲ ኣብቲ ዅሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ተሰዊሩ ዝነበረ ምምሕዳር ቅዱስ ምስጢር+ ድማ ንዅሎም ምእንቲ ኸርእዮም እዩ።
8 ንዓይ ካብ ኵሎም ቅዱሳት ንዝነኣስኩ፡+ እዚ ጸጋ እዚ ተዋሂቡኒ እዩ፣+ እዚ እተዋህበኒ ኸኣ ብዛዕባ እቲ ዘይምርመር ሃብቲ ክርስቶስ ንኣህዛብ ምእንቲ ኸበስር፡ 9 እቲ ኣብቲ ዅሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ተሰዊሩ ዝነበረ ምምሕዳር ቅዱስ ምስጢር+ ድማ ንዅሎም ምእንቲ ኸርእዮም እዩ።