ኤፌሶን 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዘሎና ሓድነት ድማ፡+ ኣተንሲኡናን ኣብ ሰማያት ኣቐሚጡናን እዩ፣ ቈሎሴ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እምበኣር፡ ምስ ክርስቶስ ካብ ተንሳእኩም፡+ ነቲ ክርስቶስ ኣብ የማን ኣምላኽ ተቐሚጥዎ ዘሎ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ድለዩ።+