-
1 ተሰሎንቄ 2:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ኣሕዋተየ፡ ንስኻትኩምሲ ነተን ኣብ ይሁዳ ዘለዋ ምስ ክርስቶስ የሱስ ሓድነት ዘለወን ጉባኤታት ኣምላኽ መሲልኩምወን ኣለኹም፣ ምኽንያቱ፡ ከምቲ ንሳቶም ብኣይሁድ መከራ ዝጸገቡ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ብደቂ ዓድኹም መከራ ጸጊብኩም ኢኹም።+
-