ግብሪ ሃዋርያት 18:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሲላስን+ ጢሞቴዎስን+ ካብ መቄዶንያ ምስ ወረዱ፡ ጳውሎስ፡ የሱስ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንኣይሁድ እናመስከረ፡ ኣብ ስብከት እቲ ቓል ኣጸቢቑ ተጸምደ።+